Eritrean Satellite Television
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • ArchiveVisit old Assenna
No Result
View All Result
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • ArchiveVisit old Assenna
No Result
View All Result
Eritrean Satellite Television
No Result
View All Result

ካብ ማሕበር ሙስሊም ትግራይ ዝተዋህበ ናይ ተቓውሞ መግለጺ

Atv Asena by Atv Asena
27th August 2021
in News, Tigrinya-News
3
0
SHARES
938
VIEWS
Share on FacebookShare on Twitter
Previous Post

ERITREAN TROOPS ENTER ETHIOPIA FOR A SECOND ROUND OF CONFLICT WITH THE TIGRAY DEFENCE FORCES (TDF), THIS TIME ON THE AFAR REGIONAL FRONT IN ETHIOPIA

Next Post

Abeba Tesfagiorgis Book Signing Event

Next Post
Abeba Tesfagiorgis Book Signing Event

Abeba Tesfagiorgis Book Signing Event

0 0 votes
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
guest
3 Comments
Oldest
Newest Most Voted
Inline Feedbacks
View all comments
ወዲ ሃገር
ወዲ ሃገር
4 years ago

ኩቡር ኣይተ ከዲር ኪያር ;

ኢዚ ኣብ ላዕሊ : ስምዕታ ዘልዓልኩምሉ ጉዳይ ሃይማኖት : ናዓኹም ሓዲሽ ኮይኑ ዘይኮነስ : “ሕጅስ ይኣክል !! ” ክትብሉ ከም ዝጀመርኩም ተረዲኡኒ ::
ቡዙሓት መራሕቲ ወያነ : ብሰንኪ እቲ ዝኽተሉዎ ስነ-ሓሳብ : ካብ ሃይማኖት : እቲ ፍርሂ እግዚኣብሔር ዘስተምህር ሸነስ : ፈጺሙ ዝግድሶም ኣይኮነን ::ዝግድሶም : ብሽፋን ሃይማኖት ዝግበር ፖሊቲካዊ እከይ-ስራሕ ጥራሕ እዩ ::
ብሰንኪ ኣብ ውሽጢ ሃይማኖታዊ ትካላት እትዮጵያ ዝነበሮም : ናይ “መቃቂልካ ኣዳኽም” ዝብል ሜላ : ቤተ-ክርስትያን ኤርቶዶስ ኣብ ክልተ : ኣስላም ድማ ኣብ ሰለስተ ተመቂሎም : ንገለ ዓመታት : ለውጢ ከም ዝዱንጊ ገይሮም ጸኒሖም::
እንተኾነ : እቲ “ድምጽና ይሰማዕ” ዝብል ምንቅስቃስ ኣስላምን : ክዳመዩ ዝጸንሑ ቢሔራት ኣምሓራን ኦሮምን : ናይ ሓባር ጸላኢኦም ብሓደ ክምክቱ ምስ ወሰኑ : ውዲት ወያነ ስለ ዝፈሸለ : ንኣዲስ ኣበባ ጠንጢኖም : ኣብ መቀለ ታኣኪቦም ::
ሃይማኖታዊ ጽልኢ ዘሳውሩ ኩሎም : ሓው ኣጉዶም ንድሕነቶም ክእለዩ ከም ዝኽእሉ ደናቁር ሰይጣውንቲ እዮም::
ፖሊቲካዊ ፍልልያት : ብልዝብ ክፍታሕ ይኽእል እዩ :: ሃይማኖታዊ ጽልኢ ምስዋር ግን ሳዕቤኑ ንኹሉ ዘንድድ እሳተጎመራ ምልዕዓል እዩ::
ንኹላህና ሰላም ይሃበና ::

0
Reply
ወዲ ሃገር
ወዲ ሃገር
Reply to  ወዲ ሃገር
4 years ago

— መአረምታ —

“ሃይማኖታዊ ጽልኢ ዘሳውሩ ኩሎም : ሓው ኣጉዶም ንድሕነቶም ክእለዩ ከም ዝኽእሉ [ዝመስሎም] ደናቁር : ሰይጣውንቲ እዮም::”

0
Reply
rezen
rezen
4 years ago

እዝግሄር ይፈልጥ፡ አሱ እዩ መድሃኔ  ኣለምና

ሃይማኖት ናይ ውልቀ ሰብ፣ ሓርነት ግን ናይ ኩሉ ብሓባር ተባሂሉ እዩ ።
በዚኤን  ንኣምን  አንተኾይና ናይ  ሃገር ጉዳይ ብሓባር  አንተመከትናዮ  ውጽኢቱ ዝሓይሽ ይመስለኒ 
አንተተጋግየ  ትምህርቲ ይኹነኒ 
ብዝዕባ ግላዊ እምነት ግን፥ መንግስቲ ኣብዘይ መንጠቢቱ ዘእትዎ ጉዳይ ኣይኮነን 
ዕጭ እምብለይ እንተይሉ መራሕ መንግስቲ: ብሕጊ ዝኽሰሰሉ ጉዳይ ይኸውን 
ዝኾነ ኮይኑ አንታይ ካይተርፈና ደይ ልማድና እዩ 
መን ይማጎት ምስ ፈጣሪና ከምኡ ካብ ኮነ ዕድልና
ንምዃኑ፣ ኣበይ ጠፍአ መራሒና? 
አዝጊ ድኣ የድሕነና እምበር ካብ ውግእ ነንሕድሕድና
ገለ ጨለውታ ሕማም ሕጅዎ ኣሎ ይባሃል፣ ሓቂ  እንተኾይና 
ዝኾነ ኮይኑ፣ እዝግሄር ይፈልጥ፡ አሱ እዩ መድሃኔ  ኣለምና ።
ኣመን ፡ ኢንሻላህ ።

0
Reply
  • Trending
  • Comments
  • Latest
ስርዓት ኢሳይያስ ብነፈርቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምርጋፍ ናብ ገርገራ ገጹ የግዕዞም

ስርዓት ኢሳይያስ ብነፈርቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምርጋፍ ናብ ገርገራ ገጹ የግዕዞም

22nd June 2020
ATV: ዝርርብ ምስ ኣካያዲ ቴለቭዥን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብዛዕባ ኣሰናን ህሉው ኩነታትን – ብ መሓመድ እሽማዒል

ATV: ዝርርብ ምስ ኣካያዲ ቴለቭዥን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብዛዕባ ኣሰናን ህሉው ኩነታትን – ብ መሓመድ እሽማዒል

21st June 2021
ATV: ኣብ ኣኼባ ባረንቱ: ሓደ ኣቦ፡ ` ናይ ደገ ጸላኢ የብልናን፡ ጸላኢና ኣብ ውሽጢ `ዩ ዘሎ` ኢሎም

ATV: ኣብ ኣኼባ ባረንቱ: ሓደ ኣቦ፡ ` ናይ ደገ ጸላኢ የብልናን፡ ጸላኢና ኣብ ውሽጢ `ዩ ዘሎ` ኢሎም

21st June 2020
PFDJ and PP are jamming Satellite TV Asena (Atv) Since yesterday,

PFDJ and PP are jamming Satellite TV Asena (Atv) Since yesterday,

30th May 2021
ኢሳያስ ንኩናትን ሃዋሁ ኩናትን ስልጣኑ መናውሒ እዩ ዝጥቀመሉ ዘሎ፥ ስለዚ ከኣ እዩ ነቲ ኣብ ፕሮቶሪያ ዝተፈረመ ሰላም ክቅበሎ ዓቀብ ኮይንዎ ዘሎ

ኢሳያስ ንኩናትን ሃዋሁ ኩናትን ስልጣኑ መናውሒ እዩ ዝጥቀመሉ ዘሎ፥ ስለዚ ከኣ እዩ ነቲ ኣብ ፕሮቶሪያ ዝተፈረመ ሰላም ክቅበሎ ዓቀብ ኮይንዎ ዘሎ

59
Eritrea 2023: New Year, New Reality

Eritrea 2023: New Year, New Reality

54
The Insanity of  Isaias Afwerki’s Imperial Yearnings – Foreword to a forthcoming book by Dr Bereket Habte Selassie

The Insanity of Isaias Afwerki’s Imperial Yearnings – Foreword to a forthcoming book by Dr Bereket Habte Selassie

52
A momentum to be seized: The Foundation of Human Rights for Eritreans has taken the initiative to end the reign of terror in Eritrea:

A momentum to be seized: The Foundation of Human Rights for Eritreans has taken the initiative to end the reign of terror in Eritrea:

46
“JUSTICE WALL” IN LONDON CALLS ON THE WORLD TO SAYHIS NAME: DAWIT ISAAK

“JUSTICE WALL” IN LONDON CALLS ON THE WORLD TO SAYHIS NAME: DAWIT ISAAK

2nd May 2025
Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

29th March 2025
Fatherly Advice to Brighed N’Hamedu (BNH)

Fatherly Advice to Brighed N’Hamedu (BNH)

3rd June 2024
Eritrean President – 2024 Independence Day Speech By Habte Hagos

Eritrean President – 2024 Independence Day Speech By Habte Hagos

28th May 2024

GoFundMe AsenaTv Campaign

Support ATV Bank Details

Support ATV – PayPal

Follow Us

  • About AsenaTv
  • Advertise
  • Terms of Use
  • Contact

© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television

No Result
View All Result
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • Archive

© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television

wpDiscuz
3
0
Would love your thoughts, please comment.x
()
x
| Reply