News

ህርኩት ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ስደተኛታትን ገዲም ጋዜጠኛ ‘ሱዳን ናው’ ነበር ኤርትራዊ ብርሃነ ወልደገብርኤል ብዝሓደሮ ሕማም፡ ኣብ መበል 74 ዕድሚኡ ትማሊ 26 ጥቅምቲ 2020 ኣብ ከተማ ለንደን ዓሪፉ።

ብርሃነ ወልደገብሪኤል፡ ብ7 ጥሪ 1946 ዓ.ም ኣብ ዓዲ ጭጉኑ ወረዳ ቖሓይን ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዓብዩ። ወላዲኡ ኣብኡ ተለንተ ወልደገብሪኤል ወልደገርግሽ፣...

Read more

ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኡጋንዳን ጁባን ዝተሰነዐ ክስታት ዝተመስረተሉ ኤርትራዊ ብዓል ጸጋ ኣቶ ምሕረተኣብ ስዩም ተመልሶ ብኣኽባሪ ሕጊ፡ ፖሊስን ብቤትፍርድን ምሉእ ብምሉእ ነጻ ተባሂሉ።

ብ ቆንስል ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኡጋንዳን ጁባን ዝተሰነዐ ክስታት ዝተመስረተሉ ኤርትራዊ ብዓል ጸጋ ኣቶ ምሕረተኣብ ስዩም ተመልሶ ብኣኽባሪ ሕጊ፡...

Read more
Page 8 of 14 1 7 8 9 14
  • Trending
  • Comments
  • Latest

GoFundMe AsenaTv Campaign

Support ATV – PayPal