News

ኣብረርቲ ነፈርቲ ኲናት ሓይሊ-ኣየር ኤርትራ፡ ቦታኦም ንኣዘዝቲን ፓይሎታትን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምግዳፍ ኣብ ገዛኦም ክጸንሑን ከምዝተኣዘዙ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ።

ኣብረርቲ ነፈርቲ ኲናት ሓይሊ-ኣየር ኤርትራ፡ ቦታኦም ንኣዘዝቲን ፓይሎታትን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምግዳፍ ኣብ ገዛኦም ክጸንሑን ኣብ ዝተጸውዑሉ እዋን ክመጹን ከም...

Read more

ትማሊ ኣብ ባህርዳርን ጎንደርን ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ምሳይል ፡ ሰራዊት ምክልኻል ትግራይ ከምዝፈጸሞ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣረጋጊጹ። ስርዓት ኣቢይ `ውን ተኣሚኑ

ኣፈኛ ማእከላይ እዚ ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ነቲ ትማሊ ኣብ ባህርዳርን ጎንደርን ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ምሳይል ኣመልኪቱ ኣብ...

Read more

ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ን ሰልፊ ዲሞክራትስ ወኪሉ ዝተወዳደረ ጆ ባይደን መበል 46 ፕረዚደንት ኮይኑ ከምእተመርጸ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓለም የቃልሓ ኣለዋ።

ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ን ሰልፊ ዲሞክራትስ ወኪሉ ዝተወዳደረ ጆ ባይደን መበል 46 ፕረዚደንት ኮይኑ ከምእተመርጸ ዓበይቲ ማዕከናት...

Read more
Page 7 of 14 1 6 7 8 14
  • Trending
  • Comments
  • Latest

GoFundMe AsenaTv Campaign

Support ATV – PayPal