ብጽሑፍ እንተ ዝድገም ውጽኢቱ ዝበዝሕ ፍረ መዉጽኤ ባሃላይ እዬ ።
ኣነ ከምዝመስለኒ፣ በዛ እዋን እዚኣ እቲ ቐንዲ ዓላማ ‘ንባዕሉ-መራጺ-ፕረዚደንት’ ካብቲ ዘለዎ ኮረቻ ምውራድ አዩ።
ድሕሪኡ፣ ከከም ኩነታቱ ኤርትራ ትምዕብለሉ መንገዲ እናተሰርሐ ኣብዝብጻሕ ክንበጽሕ ንኽእል ኢና። ጥርጥር የብሉን።
ብዘይጃህራ፣ ኤርትራዉያን ሓቦምን ስረሐሙን ካብ ሚእቲ ዓመት ንላዕሊ ኣመስኪሮም እዮም ። ሕጂ ድኣ እንታይ ሕማም ኣተወ ፡ ኣብ ሰማንያን ተሳዓን ጉጅለታት ዝመቓቕለና??? መልሱ ካባና አዩ። ሸንኮለል ኣይንበል።
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
ብጽሑፍ እንተ ዝድገም ውጽኢቱ ዝበዝሕ ፍረ መዉጽኤ ባሃላይ እዬ ።
ኣነ ከምዝመስለኒ፣ በዛ እዋን እዚኣ እቲ ቐንዲ ዓላማ ‘ንባዕሉ-መራጺ-ፕረዚደንት’ ካብቲ ዘለዎ ኮረቻ ምውራድ አዩ።
ድሕሪኡ፣ ከከም ኩነታቱ ኤርትራ ትምዕብለሉ መንገዲ እናተሰርሐ ኣብዝብጻሕ ክንበጽሕ ንኽእል ኢና። ጥርጥር የብሉን።
ብዘይጃህራ፣ ኤርትራዉያን ሓቦምን ስረሐሙን ካብ ሚእቲ ዓመት ንላዕሊ ኣመስኪሮም እዮም ።
ሕጂ ድኣ እንታይ ሕማም ኣተወ ፡ ኣብ ሰማንያን ተሳዓን ጉጅለታት ዝመቓቕለና??? መልሱ ካባና አዩ። ሸንኮለል ኣይንበል።