‘ኣብነት እቲ ወዲቅናሉ ዘለና ቱሑት ደረጃ ኢዩ።’ It is good to hear from you W.H., the people have given their implied consent to their tormentors the day my brother and sister made me their target practice. It is a tribute to martyr Mengsteab Tecle, the nation has never been the same since. This grim current specter is the betrayal of yesteryear. Dehan Qeni.
DEAR. EDITOR: I CAN. NOT READ THE. ARTICLE. —- even though I am good in reading ( believe me).
Selamat k.tewolde (Dr) and Rezen
You said : “ that last question should be restated, when will this slave be emancipated?!? “
ከመይ ቀኒኹም ኩቡራት ኣሕዋተይ ፣
ኩነታት ሃገርና ፣ ንሕና ርድኢትና ከይቀየርና ፣ ዝቅየር ኣይኮነን። ኣብ ዕንክሊል ኣለና። ቡዙሕ ዝገበርናዮ ምዕባለ የለን። ቡዙሕ ድምጺ ኣሎ ፣ ግን መገዲ ራህዋ ዝሕብር ፣ ድምጺ ሓርነት ፣ ድምጺ ብስራት ገና ኣይተሰምዐን ።
መራሕቲ ህግደፍ ፣ መንእሰያት ኣብ ዘባረሩላ ሃገር ፣ ዝጥዕሞም መሲሉዎም እኳ እንተ ነበረ ፣ ኣቢይ ኣሕመድ ፣ ብቀረባ ድኽመቶም ድሕሪ ምዕዛቡ ፣ ወይ ዓሰብ ትቡኒ ፣ እንተ ዘየለ ጠፋእኩም ፣ ይብሎም ኣሎ። ንሶም ብወገኖም ፣ ብሰላም ንፍታሓዮ ኢሎም ስለ ዘይፈጡ ፣ ኣብ ዲፕሎማሲ ምንጣፍ ኣይለመዱን። እታ ዘላቶም ፍታሕ ፣ ከም ቀደሞም ፣ ዓሪድና ንጽናሕ ኢያ።
እሞ ‘ዛ ሃገርና ፣ እንታይ ኢዩ ዕድላ ?
ኢዚ መመሊሱ ዝገድድ ዘሎ ፣ ናይ ጥፍኣት ኩነታት ፣ ንሕና ከይተጠርነፍና ፣ ከይተሳማማዕና ፣ ብሓባር ከይሰራሕና ፣ ንዝገማማዓና ዘሎ ምልኪ ብሓባር ከይነጸግና ፣ ፍታሕ ዘለዎ ጸገም ኣይኮነን።
ሓደ ኣንጻር ህዝቡ ዝተዓጥቀ ፣ ኩቱር ጭካነ ዘሎዎ ጉጂለ ፣ ብጅምላ እንዳ ኣጽነተና ፣ ብዛዕባ ኣዉራጃን ሃይማኖትን ፣ ኣብ ባይታ ፣ ኣብ ዉሽጢ ህዝብና ዘየሎ ጉዳያት ኣልዒልካ ኣብ ህልኽ ምንባር ፣ ኣብነት እቲ ወዲቅናሉ ዘለና ቱሑት ደረጃ ኢዩ።
ሰላም ቀኒዩ።
‘ኣብነት እቲ ወዲቅናሉ ዘለና ቱሑት ደረጃ ኢዩ።’ It is good to hear from you W.H., the people have given their implied consent to their tormentors the day my brother and sister made me their target practice. It is a tribute to martyr Mengsteab Tecle, the nation has never been the same since. This grim current specter is the betrayal of yesteryear.
Dehan Qeni.