ኣንታ ሩጉም ፍጥረት ፥ ንሰብ ትሃድን ዘለኻ ፥ ኣብ ኤሪትራ ኣይክህሉን እዩ ቦታ ንከዳዕ ከማኻ ። ንመንእሰያት ትቀዝፍ ፥ ንሽማግለታት ትደፍር፥ ህወት ኤሪትራዊ ሓሱሩ ፥ ኩሉ ዝወለደ ብጓሂ ልቡ ሓሪሩ። ኤሩትራዊ ነብስኻ ኣሕሲርካያ ፥ ሃገረይ ኣብ ክንዲ ትብል ፥ ንኣህባይ ገዲፍካያ ፥ ክብረታ ቀንጢጦም ፥ ገይሮምዋ ንባዕዲ ወፈያ ። እታይ ኮን ምበለ እቲ ሕድሪ ዝገደፈ ስዉእ ፥ ኤሪትራ’ዶ ትጥለም ፥ ዘበን ኮይኑ እምበር ኩፉእ። ንሱ’ውን መንእሰይ እዩ ነይሩ ፥ ሕልሚ ነይሩዎ ከም ሰቡ ክነብር ፥ ዕንባባ ተሸኪሙ ክላለ፥ ክፍቅር ፥ ክወልድ ክዘምድ ፥ ንኤሪትራ መሪጹ ፥ ንሳ ንዘልኣለም ከቢራ ንክትነብር።
ንዝኽሪ ግዳያት 18 መስከረም
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
ኣንታ ሩጉም ፍጥረት ፥ ንሰብ ትሃድን ዘለኻ ፥ ኣብ ኤሪትራ ኣይክህሉን እዩ ቦታ ንከዳዕ ከማኻ ። ንመንእሰያት ትቀዝፍ ፥ ንሽማግለታት ትደፍር፥ ህወት ኤሪትራዊ ሓሱሩ ፥ ኩሉ ዝወለደ ብጓሂ ልቡ ሓሪሩ።
ኤሩትራዊ ነብስኻ ኣሕሲርካያ ፥ ሃገረይ ኣብ ክንዲ ትብል ፥ ንኣህባይ ገዲፍካያ ፥ ክብረታ ቀንጢጦም ፥ ገይሮምዋ ንባዕዲ ወፈያ ።
እታይ ኮን ምበለ እቲ ሕድሪ ዝገደፈ ስዉእ ፥ ኤሪትራ’ዶ ትጥለም ፥ ዘበን ኮይኑ እምበር ኩፉእ። ንሱ’ውን መንእሰይ እዩ ነይሩ ፥ ሕልሚ ነይሩዎ ከም ሰቡ ክነብር ፥ ዕንባባ ተሸኪሙ ክላለ፥ ክፍቅር ፥ ክወልድ ክዘምድ ፥ ንኤሪትራ መሪጹ ፥ ንሳ ንዘልኣለም ከቢራ ንክትነብር።
ንዝኽሪ ግዳያት 18 መስከረም