ኩቡር ሓርበኛ ተጋዳላይ ኪዳነ ሃብተ (ወዲ ቐሺ)፣ እቲ ንመራሕቲ ህግደፍ ዘሕለፍካዮ መልእኽቲ ፥ ኣገዳስን እዋናዊን እዪ ነይሩ። ገበናት ህግደፍ ይጽብጸብ እዩ ዘሎ ። ተረሲዑ ዝተርፈሉ ምንም ምኽንያት የሎን። ዝተረሸነ ፥ ዝተሰወረ ፥ ዝተቀትለ፥ ዝተጨውየ፥ ዝተበደለ፥ ኩሉ ደሙ ብግፍዒ ዝፈሰሰ ፥ ሰቡን ንሱን ኣይደቀሱን ። ፍትሒ ይጽበዩ ኣሎዉ። ጉዳይ ግዜ እዩ እምበር ሕግን ፍትሕን ክህሉ ግድን እዩ ። ክወግሕ እዩ። ገበነኛታት መሕበኢ የብሎምን ።
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
ኩቡር ሓርበኛ ተጋዳላይ ኪዳነ ሃብተ (ወዲ ቐሺ)፣
እቲ ንመራሕቲ ህግደፍ ዘሕለፍካዮ መልእኽቲ ፥ ኣገዳስን እዋናዊን እዪ ነይሩ። ገበናት ህግደፍ ይጽብጸብ እዩ ዘሎ ። ተረሲዑ ዝተርፈሉ ምንም ምኽንያት የሎን።
ዝተረሸነ ፥ ዝተሰወረ ፥ ዝተቀትለ፥ ዝተጨውየ፥ ዝተበደለ፥ ኩሉ ደሙ ብግፍዒ ዝፈሰሰ ፥ ሰቡን ንሱን ኣይደቀሱን ። ፍትሒ ይጽበዩ ኣሎዉ።
ጉዳይ ግዜ እዩ እምበር ሕግን ፍትሕን ክህሉ ግድን እዩ ። ክወግሕ እዩ።
ገበነኛታት መሕበኢ የብሎምን ።