ግሩም ምኽሪ ። ቀጺሉ፡ እቲ ቐንዲ ሕቶ፡ ነዚ ባዕልና ዝነደቕናዮ ናይ 80 -90 ጉጅለታት መንደቕ ከመይ ጌርና ናብ ሓደ ጥቕሚ ነዉዕሎ? ነዚ መሰረታዊ ሕቶ መልሲ ስጋብ ዘይረኸብናሉ ፡ ሃንቀዉትና ካብ ጥዑም ሕልሚ ኣይሓልፍን። ድሕሪኡ በብዘለናዮ ብዋጭዋጭ ናብ እለተ ሞትና ኣፍደገ በጻሕና ማለትዩ!!! መርገም??? ናይ ምንታይ መርገም???
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
ግሩም ምኽሪ ።
ቀጺሉ፡ እቲ ቐንዲ ሕቶ፡ ነዚ ባዕልና ዝነደቕናዮ ናይ 80 -90 ጉጅለታት መንደቕ ከመይ ጌርና ናብ ሓደ ጥቕሚ ነዉዕሎ? ነዚ መሰረታዊ ሕቶ መልሲ ስጋብ ዘይረኸብናሉ ፡ ሃንቀዉትና ካብ ጥዑም ሕልሚ ኣይሓልፍን። ድሕሪኡ በብዘለናዮ ብዋጭዋጭ ናብ እለተ ሞትና ኣፍደገ በጻሕና ማለትዩ!!! መርገም??? ናይ ምንታይ መርገም???