እዚ ዘሕዝን ወረ ፥ ናዓና ከም ደቂ ሓደ ሃገር መጠን፥ ሓድነታና ከነቃላጥፍ ክድርኸና ኣሎዎ ። ምኽንያቱ ፥ እዚ ኣረመናዊ ጉጂለ ፥ እዚኦም ወገነይ እዮም እሉ ዝንሕፎም የለዉን። ማዓልቲ ይንዋሕ ይሕጸር ፥ ኣማሲዩኡ ንኹላህና ሃሲዩና እዩ። ስለዚ ዝኸፈአ ከይሳዓበ ፥ንሓድነትና ንስራሕ ። ሓድነት ሓይሊ እዩ ። ናይ ኣቦታትና ምሳሌ ፥ ትምህርቲ ክኾነና ይግባእ ፥ ” እሕዋት ክፋቀሩ ፥ ጸላእቲ የባርሩ”።
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
እዚ ዘሕዝን ወረ ፥ ናዓና ከም ደቂ ሓደ ሃገር መጠን፥ ሓድነታና ከነቃላጥፍ ክድርኸና ኣሎዎ ። ምኽንያቱ ፥ እዚ ኣረመናዊ ጉጂለ ፥ እዚኦም ወገነይ እዮም እሉ ዝንሕፎም የለዉን። ማዓልቲ ይንዋሕ ይሕጸር ፥ ኣማሲዩኡ ንኹላህና ሃሲዩና እዩ።
ስለዚ ዝኸፈአ ከይሳዓበ ፥ንሓድነትና ንስራሕ ።
ሓድነት ሓይሊ እዩ ። ናይ ኣቦታትና ምሳሌ ፥ ትምህርቲ ክኾነና ይግባእ ፥ ” እሕዋት ክፋቀሩ ፥ ጸላእቲ የባርሩ”።