ኣዚ ገለ ካብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብቀጻሊ ዝውረ ዘሎ ፥ ጹሩይ ሓሶት ሓደ እዩ ። በጃኹም ፥ መስሓቅ ሸራፋት ከይንኾዉን ፥ ዘዝሰማዕኩምዎ ቤላበሎዉ ፥ ኣይትድገሙ ። እቶም ኣብ ደማዊ ጎነጽ ዘለዉ ሸነኻት ፥ ዝኾነን ዘይኮነን ኣልዒሎም ፥ ፈጺሙ ሓሶት ዝኾነ ወረ ክነዝሑ ይውዕሉ ኣሎዉ። ብሰንኪ እዚ ናይ ሓሶት ወረ ፥ ንዜጋታትና ግዳያት ክገብሩ ከምዝኽእሉ ሓሲብኩምሉዶ ? ድሕነት ኤሪትራውያን ፥ ቅድሚ ደገፍ ወያነ ክስራዕ ኣሎዎ ምባል ፥ ምዝኽኻር ዘድሊዮ ኣይመስለንን።
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
ኣዚ ገለ ካብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብቀጻሊ ዝውረ ዘሎ ፥ ጹሩይ ሓሶት ሓደ እዩ ።
በጃኹም ፥ መስሓቅ ሸራፋት ከይንኾዉን ፥ ዘዝሰማዕኩምዎ ቤላበሎዉ ፥ ኣይትድገሙ ።
እቶም ኣብ ደማዊ ጎነጽ ዘለዉ ሸነኻት ፥ ዝኾነን ዘይኮነን ኣልዒሎም ፥ ፈጺሙ ሓሶት ዝኾነ ወረ ክነዝሑ ይውዕሉ ኣሎዉ።
ብሰንኪ እዚ ናይ ሓሶት ወረ ፥ ንዜጋታትና ግዳያት ክገብሩ ከምዝኽእሉ ሓሲብኩምሉዶ ?
ድሕነት ኤሪትራውያን ፥ ቅድሚ ደገፍ ወያነ ክስራዕ ኣሎዎ ምባል ፥ ምዝኽኻር ዘድሊዮ ኣይመስለንን።