ጂግና ተጋዳላይ ወልደ-ዳዊት ተመስገን ፥ ጌጋታት ከም ዝነበሮ ዘይሳሓት እዩ ። ግን እሰያስ መን ሙኻኑ ኣጸቢቁ ይፈልጥ ነይሩ ። ስለዚ ምስ እሰያስ ኣብ ስልጣን ክወዳደር እሉ ዘይኮነስ ፥ ንህዝባዊ ግንባር ዝመርሕ ዘሎ ሓደ ኣረሜን ሙዃኑ ስለ ዝፈለጠ እዩ። ንዑኡ ዘገልግላ ናይ ስለላ ሰኬዐታት (ዋህዮ) ኣብ ከባቢኡ ክህላዋ ሸለል ክብል’ዶ ይግባእ ነይሩ ? ሎሚ እሰያስ ኣጽኒቱና እሎም ዘግረምሩሙ ፥ ታሪኹ ኣጸቢቆም ክፍትሹ ይግባእ ።
ኣቐዲመ ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ንሓብትና ወ/ሮ ሽዋ ሥዩም ቃለ መጠይቕ ምግባሩ ልዑል ምሥጋና የቕርብ። ብተወሳኺ ወ/ሮ ሽዋ ዝሃበቶ መግለጽን እወንታዊ ሓበሬታን ዝነኣድን ንሕዝብና ጠቓምን ታሪኻዊ ሰነድ እዩ`ሞ ብወገነይ ኣገናዕ ብማለት ኣመሥጊነ ንኣመሥገንቲ ይህበኪ።እቲ ሓቅን ክውንነትን ሃገርና ካብ ምግላጽን ምቅላዕን ከይትቦኽሪ እንዳበልኩ ሕዝብና ብሠላምን ብፍቕርን ተጠርኒፉ ኣብ መኣዲ ቃለሲ ክዋሳእ ንሽግራትና ፈቲሕና ከኣ ሓርነትና ክንጭብጥ ናይ ነፍሲ ወከፍና ሓላፍነት ምዃኑ ክሕብረኪ እፈቱ።
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
ጂግና ተጋዳላይ ወልደ-ዳዊት ተመስገን ፥ ጌጋታት ከም ዝነበሮ ዘይሳሓት እዩ ። ግን እሰያስ መን ሙኻኑ ኣጸቢቁ ይፈልጥ ነይሩ ። ስለዚ ምስ እሰያስ ኣብ ስልጣን ክወዳደር እሉ ዘይኮነስ ፥ ንህዝባዊ ግንባር ዝመርሕ ዘሎ ሓደ ኣረሜን ሙዃኑ ስለ ዝፈለጠ እዩ። ንዑኡ ዘገልግላ ናይ ስለላ ሰኬዐታት (ዋህዮ) ኣብ ከባቢኡ ክህላዋ ሸለል ክብል’ዶ ይግባእ ነይሩ ?
ሎሚ እሰያስ ኣጽኒቱና እሎም ዘግረምሩሙ ፥ ታሪኹ ኣጸቢቆም ክፍትሹ ይግባእ ።