Hi Amanuel, why don’t move on . They have apologised
Yekreta ember fekusa. Grim eba zgeberka gerka yekreta. Azyu zehefer tegbar gerka b yekreta mehbae yelen. Nayti zgeberkayo gega asbi ketkebel eyu eti hakegna yekreta
ብሓንሳብ ፥ ተደጋጊፍኩም እንተ ትሰርሑ ፥ ንህዝብና ደስ ምበሎ ። ዘባእስ ደረት ግን የብልኩምን ። ካብ ኮነ ግን ፥ በብወገንኩም ፥ ምእንቲ እዚ ዝጥፊእ ዘሎ መንእሰይ ዎሎዶ ስርሑ ። እቲ ዘሕዝን ፥ ኣብ ሓደ መዳይ ናይ ስራሕ ፥ ንበይኑ ክረኣ ዝደሊ ሰብ ፥ ብብዝሒ ምህላዉ እዩ ። ንኹላህና ዝኣክል ጸጋ ዘለዋ ሃገርና ፥ ካብ ጸቢብ ኣታሓሳስባ ዝብገሱ ፥ ማእለያ ዘይብሎም ፥ ከይሓበርካ ክትፈትሖም ዘይካኣል ጸገማት ኣሎዋ።
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
Hi Amanuel, why don’t move on . They have apologised
Yekreta ember fekusa. Grim eba zgeberka gerka yekreta. Azyu zehefer tegbar gerka b yekreta mehbae yelen. Nayti zgeberkayo gega asbi ketkebel eyu eti hakegna yekreta
ብሓንሳብ ፥ ተደጋጊፍኩም እንተ ትሰርሑ ፥ ንህዝብና ደስ ምበሎ ። ዘባእስ ደረት ግን የብልኩምን ።
ካብ ኮነ ግን ፥ በብወገንኩም ፥ ምእንቲ እዚ ዝጥፊእ ዘሎ መንእሰይ ዎሎዶ ስርሑ ።
እቲ ዘሕዝን ፥ ኣብ ሓደ መዳይ ናይ ስራሕ ፥ ንበይኑ ክረኣ ዝደሊ ሰብ ፥ ብብዝሒ ምህላዉ እዩ ።
ንኹላህና ዝኣክል ጸጋ ዘለዋ ሃገርና ፥ ካብ ጸቢብ ኣታሓሳስባ ዝብገሱ ፥ ማእለያ ዘይብሎም ፥ ከይሓበርካ ክትፈትሖም ዘይካኣል ጸገማት ኣሎዋ።