ኣብ ትግርኛ ፥ ኣብ መንጎ መንግስትን “ስተይት” (State) ፥ ፈሊኻ ምግላጽ ዘኽእል ቃል ስለ ዘየሎ ፥ ከምቲ ሉሙድ ካብ ዓረብኛ ዝተወስደት ቃል “ዳውላ” ክንጥቀም ንግደድ ። ምምሕዳር ህግደፍ ፥ ንዝቃወሙዎ ሰባት ፥ ኣንጻር ሃገር ሙዃኖም ብምግላጽ ፥ ህዝቢ ከዳናግር ይፍትን። ኣንጻር መንግስቲ ሙዃን ፥ ማለት ፥ ኣንጻር ምምሕዳር ሙዃን ፥ ኣንጻር “State/ዳዉላ” ሙዃን ከምዘይሙዃኑ ዘይፈልጥ ቡዙሕ ሰብ ኣሎ። ህግደፍ ህዝቢ ክማሃር ፥ ክነቅሕ ፥ ክሓትት ፥ ክርዳእ ፈጺሙ ኣይደልን ። ኣርዑት ምልኪ ኣብ ክሳዱ ተሰኪሙ ንኽነብር ምእንቲ ።
NATION STATES ARE GERMAN, JAPAN, SOMALIA, AND NORWAY I THINK IT NEEDS MORE EXPLANATION NOT IF POLAND IS NATION STATE..
The journalist/ interviewer was quite magnificent!
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
ኣብ ትግርኛ ፥ ኣብ መንጎ መንግስትን “ስተይት” (State) ፥ ፈሊኻ ምግላጽ ዘኽእል ቃል ስለ ዘየሎ ፥ ከምቲ ሉሙድ ካብ ዓረብኛ ዝተወስደት ቃል “ዳውላ” ክንጥቀም ንግደድ ።
ምምሕዳር ህግደፍ ፥ ንዝቃወሙዎ ሰባት ፥ ኣንጻር ሃገር ሙዃኖም ብምግላጽ ፥ ህዝቢ ከዳናግር ይፍትን።
ኣንጻር መንግስቲ ሙዃን ፥ ማለት ፥ ኣንጻር ምምሕዳር ሙዃን ፥ ኣንጻር “State/ዳዉላ” ሙዃን ከምዘይሙዃኑ ዘይፈልጥ ቡዙሕ ሰብ ኣሎ።
ህግደፍ ህዝቢ ክማሃር ፥ ክነቅሕ ፥ ክሓትት ፥ ክርዳእ ፈጺሙ ኣይደልን ። ኣርዑት ምልኪ ኣብ ክሳዱ ተሰኪሙ ንኽነብር ምእንቲ ።
NATION STATES ARE GERMAN, JAPAN, SOMALIA, AND NORWAY I THINK IT NEEDS MORE EXPLANATION NOT IF POLAND IS NATION STATE..
The journalist/ interviewer was quite magnificent!