ዝርርብ ምስ ኣወሃሃድቲ ድጋፍ ኤርትራውያን ወራር ኣንበጣ ንዘጥቅዖ ሓረስታይ ትግራይ
ቅድሚ ኩሉ፣ ንሓረስታይ ትግራይ ይኹን ንኻልእ: ሓገዝ ምሃብ ኣምላኽ ዝፈትዎ ቅኑዕ ወፈያ አዩ። አዚ ዘማትእ ኣይኮነን። በዚ ከዓ፣ ናይ ኤርትራውያን ልግስና ሓዲሽ ኣይኮነን። እኳድኣ፣ ኤርትራውያን ሓቂ ብሓቂ ንወዲ ሰብ ርህራሄ ዝተፈልጡ ለጋሳት እዮም። ጃህራ ኣይኮነን።
ነዘን ስላሳን ሓሙሽተን ቃላት ኣብዝባን ሓንጊጥና፤ አቲ ሕጂ ዘሎ ናይ ኤሂርትራውያን ዘጉሂ ጸገማት ከዓ ኣብ ግምት ብምእታው ኤርትራ ካብ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብራሃ ምራጭ ክትገላገል ንትገብሮ መሪርን ነዊሕን፡ ካልኣይ ሰላሳ ዓመት፡ ገድሊ ዘስተንክር ናይ ገንዘብ ወጻኢ ከድልየና አዩ ። አዚ: ዓለም ዝፈልጦ ጓሂ እዩ ። በዚ ኩነንታት አዚ ክዓ፣ ዘይታዓደለተ ኤርትራ፣ ብዙሕ ሓገዝ ከድልያ እዩ ። አዝን ወድሓንኩምን።
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television