1,026 views•Oct 10, 2020
ካብ ንጓና ምኽሳስ፡ ምስ ህዝብኻ ምትዕራቕን ኣበራትካ ምእራምን’ዩ ሓላል – ጽላል ፡ካብ ሕመኣ
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ። “ኣበራትካ“ ማለት እንታይ ማለት እያ ? ካብኡ ንንየዉ “ምስ ህዝብኻ ምትዕራቕን ….ምእራምን’ዩ ሓላል”። ምሉእ ብምሉእ እስማማዕ።
እሞ እታ ትቕጽል ሕቶ ከመይ ጌርና መልሲ ንሃባ? ኣብ ሰማንያን ተሰዓን ጉጅለ [ 80 -90 ] ዝተፈላለየ ህዝቢ ከመይ ገርካ ኢኻ ትጥርንፎ ? ናይ ኤርትሪያ ተጋድሎ ሓርነት ብሓደ ጉጅለ ተዘይጥርነፍ ነሩ፣ ኤርትርሪያ ሓራ ምወጸትዶ ነይራ ?
ብሰላም እዋን ግን እቲ ናይ ውሽጣዊ ሕማምና ብጋህዲ ተራእዩ : ፈዉሲ ዘይርከበሉ ሕማም።
ኣይፋሉን፣ ንኸእል ኢና ንዝብል ሰብ ከምቶም : ናይ ዘልኣለም ጸላእትና ኣምሓሩ: ዝብልዎ >>>ፈረሱም ይሂዉ ሜዳውም ይሄዉ ::
ሃየ ኤሬ፣ እንታይ እዩ መልስና ??? ዘይተጸበናዮ : ናይ ጉድ ጉድ: ብሃንደበት ካየጎልብበልና ሲጋብ ዝጠፍእ መንነትና !!!!!!!!!!!!!!!!!! ሓደራ ሓደራ ኣይበልናዶ ካይንብል ብጣዕሳ ::
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
ካብ ንጓና ምኽሳስ፡ ምስ ህዝብኻ ምትዕራቕን ኣበራትካ ምእራምን’ዩ ሓላል – ጽላል ፡ካብ ሕመኣ
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ። “ኣበራትካ“ ማለት እንታይ ማለት እያ ?
ካብኡ ንንየዉ “ምስ ህዝብኻ ምትዕራቕን ….ምእራምን’ዩ ሓላል”። ምሉእ ብምሉእ እስማማዕ።
እሞ እታ ትቕጽል ሕቶ ከመይ ጌርና መልሲ ንሃባ?
ኣብ ሰማንያን ተሰዓን ጉጅለ [ 80 -90 ] ዝተፈላለየ ህዝቢ ከመይ ገርካ ኢኻ ትጥርንፎ ?
ናይ ኤርትሪያ ተጋድሎ ሓርነት ብሓደ ጉጅለ ተዘይጥርነፍ ነሩ፣ ኤርትርሪያ ሓራ ምወጸትዶ ነይራ ?