ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኢሳይያስ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምኽንያት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ቀይዲ ምንቅስቓስ (ምርጋጥ) ኣጽኒዑ፡ ነቲ ኣቐዲሙ ኣጽዩዎ ዝጸንሐ ዶባት ጎረባብቲ ኣኽሪሩዎ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ዋጋታት መሰረታውያን ሃለኽቲ ናብቲ ቅድሚ ምኽፋት ዶባት ናይ 2018 ዝነበረሉ ደረጃ መጠኑ ዝሓለፈ ክብሪ በጺሑ ምህላዉ ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና ዝርዝር ዋጋታት ዝሓዘ ሓበሬታ ኣረዲኡ።
በቲ ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብዚ እዋን`ዚ ኣብ ኣስመራ
ኪሎ ሽኮር 55 ናቕፋ
ሓደ ሊትሮ ማይ ( ብናይ ፕላስቲክ መትሓዚ ዝሽየጥ) 35 ናቕፋ
ሊትሮ ዘይቲ – 120 ናቕፋ
2.5 ኪሎ ኒዶ ጸባ 700 ናቕፋ
ኩንታል ስርናይ – 4500 ናቕፋ
ኩነታል ጣፍ – 8000 ሽሕ ናቕፋ ኮይኑ፡ ኣዝዩ ከቢሩዎ ህዝቢ ዝብላዕ ስኢኑ ከምዘሎ ኣብ ከብዲ ጸገም ከምዘሎ ተፈሊጡ።
እዚ ተቒስናዮ ዘለና ኣብ ኣስመራ፡ ኢዩ ኣብ ካልእ ከባቢታት ካብእይ ንላዕሊ ክኸብር ወይ ክሓስር ይኽእል እዩ፡ በዚ ኮይኑ በቲ ግን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ታሪኹ ገጢሙዎ ዘይፈልጥ ምረት መነባብሮን ዓቕሊ ጽበትን ገጢሙዎ ኣሎ።
ብፍላይ ኣብ ጋሽ ባርካ፡ ከባቢ ከርከበትን ካላኦት ከባቢታትን፡ ቆልዑ ብጥምየት ክሞቱ ጀሚሮም ከምዘለዉ፡ ብሓፈሻ ኩሉ ኩርናዓት ሃገርና ከቢድ ጥምየት ኣንጸላልዩዎ ከምዘሎ እቲ ካብ ኤርትራ ዝመጽእ ዘሎ ሓበሬታታት የረድእ።
ኣብ ከምዚ ኩነታት እቲ ሃለዋት ህዝቢ ኤርትራ ዘይዓጦ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ንማሕበረሰብ ዓለም ረዲኤት ኣብ ክንዲ ምሕታት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ገዝኡ ረጊጡ፡ ዕድሚኡ ንምንዋሕ ጉዳይ ጸጥትኡ ኪገብር ፈቐዳ ጎረባብቲ ሃገራት ዕንክሊል ይብል ከምዘሎ ይፍለጥ።
Why making Eritrea ungovernable at this time/point is a matter of life and death for our people?
The notorious/rogue/mafia regime in Asmara is using the Coronavirus-19 pandemic to lockdown, systematically starve and silence our people.
A large segment of our people across Eritrea are currently facing the prospect of hunger or pushed to the brink of starvation because of :
-surge of food prices such as flour, cooking oil, bread, milk, water etc.
– having no money to buy basic food. -widespread shortage of food, water and other essential supplies
-daspora Eritreans not having enough earnings to send money to their families.
-the national lockdown has left many families/households without jobs/source of income.
-corrupt/unlawful exchange rate.
For a regime that amasses troops to ignite a war and prolong it’s grip on power, the appropriate response is to:
-ransack HGDEF food warehouses/water tank trucks.
-stage popular uprising all over Eritrea to provoke EDF to turn their arms and guns against the dictator and his stooge Generals.
May God bless Eritrea!
Eritrea for Eritreans by Eritreans!!