እዚ ምንቅስቓስ ንኤሪትራ ቀዳምነት ክህብ ይግባእ . ውሽጣዊ ጉዳይ ኤሪትራ : ምስ ውሽጣዊ ጉዳይ እትዬጵያ ምትእስሳሩ : ንረብሓ ኤሪትራ አይኮነን ንረብሓ ህዝቢ ትግራይውን አይኮነን. ተቃወምቲ : ጌጋታት ህግደፍ ከይደግሙ ክጥንቀቁ ይግባእ. ንሕና ኤሪትራውያን አብ ጉዳይ ጎረበት ዘእቱ ይብልናን. ጸላእና ህግደፍ ጥራሕ እዩ . አብ ውሽጢ ተቃወምቲ ሶሊኾም : ናይ ዓባይ ትግራይ እጀንዳ ዘለዎም ጉጂለታት : ንኤሪትራ ከም ሃገር ናይ ምፍራስ መደቦም : አብ ትግራይ ንዝግበር ቃልሲ ከፍሽል ከም ዝኽእል እንተ ዝፈልጡ ይሓይሽ. ብፍላይ እቶም ኣንጻር ህዝቢ ኤሪትራ : መትሮ ዝንውሓቱ መልሓስ ከዋጣውጡ ዝውዕሉ ተጋሩ : ኩላህና ንሰላም እንተ ሰራሕና : ኩሉ ክዕወት ዕድል ከም ዘሎ እንተ ዝፈልጡ ምሓሸ.
© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television
እዚ ምንቅስቓስ ንኤሪትራ ቀዳምነት ክህብ ይግባእ .
ውሽጣዊ ጉዳይ ኤሪትራ : ምስ ውሽጣዊ ጉዳይ እትዬጵያ ምትእስሳሩ : ንረብሓ ኤሪትራ አይኮነን ንረብሓ ህዝቢ ትግራይውን አይኮነን.
ተቃወምቲ : ጌጋታት ህግደፍ ከይደግሙ ክጥንቀቁ ይግባእ. ንሕና ኤሪትራውያን አብ ጉዳይ ጎረበት ዘእቱ ይብልናን. ጸላእና ህግደፍ ጥራሕ እዩ .
አብ ውሽጢ ተቃወምቲ ሶሊኾም : ናይ ዓባይ ትግራይ እጀንዳ ዘለዎም ጉጂለታት : ንኤሪትራ ከም ሃገር ናይ ምፍራስ መደቦም : አብ ትግራይ ንዝግበር ቃልሲ ከፍሽል ከም ዝኽእል እንተ ዝፈልጡ ይሓይሽ.
ብፍላይ እቶም ኣንጻር ህዝቢ ኤሪትራ : መትሮ ዝንውሓቱ መልሓስ ከዋጣውጡ ዝውዕሉ ተጋሩ : ኩላህና ንሰላም እንተ ሰራሕና : ኩሉ ክዕወት ዕድል ከም ዘሎ እንተ ዝፈልጡ ምሓሸ.