Eritrean Satellite Television
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • ArchiveVisit old Assenna
No Result
View All Result
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • ArchiveVisit old Assenna
No Result
View All Result
Eritrean Satellite Television
No Result
View All Result

መሰረት ህልው ፖለቲካዊ ቅልውላው ዞባናን መንነትና ንምውሓስ ክንወስዶ ዘሎና ስጒምትን !

Atv Asena by Atv Asena
16th November 2020
in Articles, Tigrinya
4
0
SHARES
451
VIEWS
Share on FacebookShare on Twitter

ኣብዝም ዜሓለፉ ሳላሳ ዓመታት፡ ዓሌታዊ ጽልኢ ኣምሓራ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ህዜባዊ ወያነ ሓርነት
ትግራይ እናሰፍሐን እናዓሞቐን ይመጽእ ምንባሩ ዜዜከር እዩ። እዙ ከኣ ምስ ነጻነት ኤርትራ ዜተታሓ዗
ከምዜነበረ ዜፍለጥ እዩ፣ እቶም ጽልኢ ዜ዗ርኡን ዜዜርግሑን ዜነበሩ፡ መነሊካውያን፡ደርጋውያንን
ትምክሕተኛታትን፡ እቲ ኣብ ኤርትራ ንሳላሳ ዓመታት ዜፈስስ ዜነበረ ደም፡ ዜበርስ ዜነበረ ንብረት፡
ዜስደድ ዜነበረ ህዜቢ ኤርትራ ከይኣሕ዗ኖም፡ ነጻነት ኤርትራን ከም ሳዕቤን ምጥፋእ ወደባታንዩ መሪርዎም። እዙ ነቲኤርትራ መሬታምበር ህዜባ ኣየድልየናን ንዜብል መትከሎም የረግግጸልና። በዙ
ዜሰዓበ፡ ንህዜባዊ ወያነ ከም ሸያጢ ሃገር፡ ገንጸልትን ተገንጸልትን እናበሉ ይኸስዎም ከምዜነበሩ ኩሉ
ዜዕ዗ቦ ዜነበረ ሓቂ እዩ። ወያነ፡ እጂገኦም ሰብሲቦም፡ ነጻነት ኤርትራ ኣማራጺ ዗ይብሉ፡ ክኽፈል ዗ለዎ ዋጋ ሓርነት እዩ ኢሎም። ኣንድነታውያንን ትምክሕተኛታትን ግን መርዚም ጽልኦምን ፖለቲካዊ
ሽርሖምን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ምንዚሕ ቐጺሎም። ህዜባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ግን፡ ካብ
ትምስረት ኣትሒዚ (1976) ኣብ ነጻነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ኣብ ዋጋን ዕዳጋን ከየእተየት ክሳዕ ሕጂ
ይቃለሱ ምህላዎም ብሩህ ሓቂ እዩ። እስከ ብመንጽር`ዙ ኩነታት ኢትዮጵያ ንርአ።

download-2Download

Previous Post

ምእላይ ጉጅለ ህግደፍ እምበር ብስዕረት መራሕቲ ክልል ትግራይ ጸገምና ኣይፍታሕን’ዩ

Next Post

ATV: ብ’ሓንቲ ወንጭፍ ክልተ ዑፍ ከም ዝተባህለ” እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፡ ዂናት እንዳ ገፍሐ እንበር እንዳ ጸበበ ኣይከይድን እዩ – መልእኽቲ ሓው ደሳለ

Next Post
ATV: ብ’ሓንቲ ወንጭፍ ክልተ ዑፍ ከም ዝተባህለ” እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፡ ዂናት እንዳ ገፍሐ እንበር እንዳ ጸበበ ኣይከይድን እዩ – መልእኽቲ ሓው ደሳለ

ATV: ብ'ሓንቲ ወንጭፍ ክልተ ዑፍ ከም ዝተባህለ" እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፡ ዂናት እንዳ ገፍሐ እንበር እንዳ ጸበበ ኣይከይድን እዩ - መልእኽቲ ሓው ደሳለ

0 0 votes
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
guest
4 Comments
Oldest
Newest Most Voted
Inline Feedbacks
View all comments
Zeregabir
Zeregabir
4 years ago

What about hatred of Tigrians on the people of Eritrea. Do you know that the proclamation of war on Eritrea is still existing by the Woyane heads. If the Woyane is eliminated then the proxy of Isayas Afwerki will end and thus game over. USA never touched CUBA thus the Amhara have no reason to annex Eritrea.

0
Reply
k.tewolde
k.tewolde
4 years ago

Pray, ask for forgiveness, the One who died for our sins is a forgiving God, we have been killing our brothers and sisters for too long, there are no winners or losers here just a colossal devastation of humanity, for the Almighty to turn his head and look at us we need to bow on His feet and plead for mercy, He loves His children unconditionally, give him a try, you have been worshipping authoritarian human idols for awhile.
KINDESHA’EEYU YESUS KIE’EDMEKA
TIFA’AT SIQAY KEYKEWUN GIDEKA
HIJI LOMI SIFRA KELO ETO..

0
Reply
ወዲ ሃገር
ወዲ ሃገር
Reply to  k.tewolde
4 years ago

“ክንደይ ሻዕ ኢዩ የሱስ ክዕድመካ ፥
ጥፍኣት ፥ ስቃይ ከይኮውን ግደኻ፥
ሕጂ ሎሚ ስፍራ ከሎ እቶ …”

courtesy of k. tewolde

ሰላማት ዶቶረ ፥

እቶም ሰይጣን (እሰያስ) ዘምሉኹ ፥
ኣብ ሕልኖኦም ንቁዱስ እምነት ዝኾውን ቦታ ኣይተረፈን ።
ኣብ ተግባራቶም ንጽድቂ ዝኾውን ግዜ ኣይተረፈን ።
ኣብ ልቦም ንፍቅሪ ዝጽውዕ ልቦና ኣይተረፈን።
ኣብ ገጾም ንጹጉም ተስፋ ዝህብ ፍሽኽታ ኣይተረፈን።

ኦ ፈጣሪ ፥ ካብ ጊላነት እዚ ሩኹስ ፍጥረት ክንገላገል ሓግዘና።
ዝልዓልናዮ ናይ ሰይጣን ጣኦት ኣፍሪስካ ታዓረቀና ።
ኣመን ።

0
Reply
rezen
rezen
4 years ago

“መሰረት ህልው ፖለቲካዊ ቅልውላው ዞባናን መንነትና ንምውሓስ ክንወስዶ ዘሎና ስጒምትን !  by Atv Asena ”

ሕቶ ኣለኒ እንታይ ኢና ንደሊ?
ናይ ኤርትርያና ታሪኽ  ዉግእ ጥራይ  ኮነ
ካብ  መግዛእቲ  ናብ  መግዛእቲ ጥራይ  እዩ  ታሪኽና 
እስኪ ንጸብጽቦ፣ ሓሞት እንተተሪፉና
ጣልያን ሓምሣ (50 ) ዓመት ገዝኣና፣ ቋንቁኡ ፈለጥና፣ ነቶም ቺቺልያኖ እኳ ኣላገለጽናሎም ብድንቁርናኦም !!!

ድሕሪ ሓምሳ ዓመት ከዓ  እንግሊዝ  ተንኮሉ  መጸ  ክገዝኣና  ንዓሠርተ ክልተ ዓመት። ክወጽእ: ብዙሕ ሃብቲ ሕጁ ከደ ሰራቒ ካይትባህለ !!!!

ድሕሪ አንግሊዝክ  መን  ኣተወ፧? ሃይለ ስላስየ ኣባ  ጠቅል  ኩሉ  ዘጠቓልል ንዓሰርተ ገለ ዓመት። 
እዝስ በዝሐ በለት ኤርትራ!!! ካብቲ  ጥዑም  ድቃሳ  ባህሪራ:: ተጋድሎ ሓርነት ክዓ ፈጠረት ፥፥

ኣብ  ማእከል  ገድሊ ከዓ መኻልፍ ተፈጥረ። ኣይተ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብራሃ ምራጭ ኣነ ኣለኹ በለ ::
ኣብ ሞንጎ ውግእ ኣንጻር ጸላኢ ከዓ: ተጌሩ ዘይፍለጥ ንዓለም ዘስደመመ፣ ናይ ነንሕድሕድ ተጣፋእ ውግእ  ተጀመረ !!!!! ብሓቂ ከዓ: ኤርትራዉያን ነንሕድሕዶም ተጣፉኡ ፡ ካብቲ ኣንጻር ጸላኢ ውግእ ዝገደደ !!!!

ዝተኸበርኩም ኤርትራዉያን
ብሓቂ  ክንዛረብ  እንተኵይና: ባዕልና  ንባዕልና  ክንማራመር  ክንጅምር  ኣለና። ሓቂ  ብሓቂ:  እቲ ጸገምና  እንታይ እዩ ???  እዛ ሕቶ  እዚኣ  ሓቂ  ብሓቂ  መልሲ  አንተዘይረኺባ፣ ኤርትራ ሰላም ረኺባ ባዕላ ንባዕላ  ብሰላም  ክትምዕብል  እያ  ማለት ሕልሚ  ጥራይ እዩ ። ብጸርፍን ብቆየቛን ከዓ ኤርትራ ሓራ ክትወጽ እያ ማለት ዘበት አዩ። 

መን ሓሰቦ፣ ኤርትራ ድሕሪ ሓርነት ካብቲ ሚእቲ ዓመት  መግዛእቲ ዝገደደ ይኸውን ኢሉ ???
ዝሓለፈ ሓለፈ፣ ሕጂኸ ትምህርቲዶ ኮይኑና?  መልሱ ባዕልና ንባዕልና — ኣብ ጸርፍን ቆየቛን ካያኣተና ። ኣይፋሉን: ጠባይና ኣይንቕይር ኢና እንተልና ጎረባብትና ብታሕጓስ ይቕበሉና ምስ ቀይሕ ባሕሪ መእተዊ /መውጽኢ :: ኣዲዮ ተፈታዊት ኤረ ::

ምስጋና 
ዝኾነ ኮይኑ፥ ሓሳብናን ትርኢትናን ንኽንሕንጥጥ ‘ጎልጎል’ ዝሃበና ኢንተርነት ኣሰና ካብልቢ ክነመስግን ይግባእ።

0
Reply
  • Trending
  • Comments
  • Latest
ስርዓት ኢሳይያስ ብነፈርቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምርጋፍ ናብ ገርገራ ገጹ የግዕዞም

ስርዓት ኢሳይያስ ብነፈርቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምርጋፍ ናብ ገርገራ ገጹ የግዕዞም

22nd June 2020
ATV: ዝርርብ ምስ ኣካያዲ ቴለቭዥን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብዛዕባ ኣሰናን ህሉው ኩነታትን – ብ መሓመድ እሽማዒል

ATV: ዝርርብ ምስ ኣካያዲ ቴለቭዥን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብዛዕባ ኣሰናን ህሉው ኩነታትን – ብ መሓመድ እሽማዒል

21st June 2021
ATV: ኣብ ኣኼባ ባረንቱ: ሓደ ኣቦ፡ ` ናይ ደገ ጸላኢ የብልናን፡ ጸላኢና ኣብ ውሽጢ `ዩ ዘሎ` ኢሎም

ATV: ኣብ ኣኼባ ባረንቱ: ሓደ ኣቦ፡ ` ናይ ደገ ጸላኢ የብልናን፡ ጸላኢና ኣብ ውሽጢ `ዩ ዘሎ` ኢሎም

21st June 2020
PFDJ and PP are jamming Satellite TV Asena (Atv) Since yesterday,

PFDJ and PP are jamming Satellite TV Asena (Atv) Since yesterday,

30th May 2021
ኢሳያስ ንኩናትን ሃዋሁ ኩናትን ስልጣኑ መናውሒ እዩ ዝጥቀመሉ ዘሎ፥ ስለዚ ከኣ እዩ ነቲ ኣብ ፕሮቶሪያ ዝተፈረመ ሰላም ክቅበሎ ዓቀብ ኮይንዎ ዘሎ

ኢሳያስ ንኩናትን ሃዋሁ ኩናትን ስልጣኑ መናውሒ እዩ ዝጥቀመሉ ዘሎ፥ ስለዚ ከኣ እዩ ነቲ ኣብ ፕሮቶሪያ ዝተፈረመ ሰላም ክቅበሎ ዓቀብ ኮይንዎ ዘሎ

59
Eritrea 2023: New Year, New Reality

Eritrea 2023: New Year, New Reality

54
The Insanity of  Isaias Afwerki’s Imperial Yearnings – Foreword to a forthcoming book by Dr Bereket Habte Selassie

The Insanity of Isaias Afwerki’s Imperial Yearnings – Foreword to a forthcoming book by Dr Bereket Habte Selassie

52
A momentum to be seized: The Foundation of Human Rights for Eritreans has taken the initiative to end the reign of terror in Eritrea:

A momentum to be seized: The Foundation of Human Rights for Eritreans has taken the initiative to end the reign of terror in Eritrea:

46
“JUSTICE WALL” IN LONDON CALLS ON THE WORLD TO SAYHIS NAME: DAWIT ISAAK

“JUSTICE WALL” IN LONDON CALLS ON THE WORLD TO SAYHIS NAME: DAWIT ISAAK

2nd May 2025
Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

29th March 2025
Fatherly Advice to Brighed N’Hamedu (BNH)

Fatherly Advice to Brighed N’Hamedu (BNH)

3rd June 2024
Eritrean President – 2024 Independence Day Speech By Habte Hagos

Eritrean President – 2024 Independence Day Speech By Habte Hagos

28th May 2024

GoFundMe AsenaTv Campaign

Support ATV Bank Details

Support ATV – PayPal

Follow Us

  • About AsenaTv
  • Advertise
  • Terms of Use
  • Contact

© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television

No Result
View All Result
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • Archive

© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television

wpDiscuz
4
0
Would love your thoughts, please comment.x
()
x
| Reply