Eritrean Satellite Television
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • ArchiveVisit old Assenna
No Result
View All Result
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • ArchiveVisit old Assenna
No Result
View All Result
Eritrean Satellite Television
No Result
View All Result

ሓበሬታ ፍትሓትን ስነ-ስርዓት ቀብሪ ገዲም ተጋዳላይ ዘርኢሰናይ ተወልደ ቀላቲ

Atv Asena by Atv Asena
27th August 2020
in News, Tigrinya-News
4
0
SHARES
966
VIEWS
Share on FacebookShare on Twitter

ሓውናን ብጻይናን ተቓላሳይ ገዲም ተጋዳላይ ዘርኢሰናይ ተወልደ ቀላቲ፡ ንህዝቡን ሃገሩን ዘይሕለል ሉዕል
ሃገራዊነት ወኒኑ ፡ ንግዝኣተ ሕጊ፡ ፍትሕን ደሞክራሲያዊ ስርዓት ንኽትከልን ክዕምብብን፡ ከይታሓለለ ክቃለስ
ድሕሪ ምጽንሑ፡ ደንጒዩ ብዝተነገሮ ሕማም፡ ንሓጺር አዋን ሕክምናዊ ረድኤት እኳ እንተተገብረሉ፡ ብዕለት 24
ነሓሰ 2020፡ አብ መበል 68 ዕድሚኡ፡ ክነብረላ አብ ዝጸንሔ ከተማ ሰይንት ፓውል፣ ክፍለግዝኣት ሚነሶታ፡
ሕቡራት መንግስታት አሜሪካ፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና’ሎ። ወሪዱ ብዘሎ መስዋአቲ፡ መሪር ሓዘን
አንዳተሰማዓና፡ ንስድራቤት ጽንዓት ክህቦም፡ ንስዉእ ብጻይና ገዲም ተጋዳላይ ዘርኢሰናይ ተወልደ ቀላቲ ድማ
ፈጣሪ አብ የማኑ ክቅበሎ አንዳጸሎና፡ ፍትሓትን ስነ-ስርዓት ቀብሪ በዚ ዝስዕብ ኣገባብ ክፍጸም ምዃኑ
ንሕብር።

ዘሪኢሰናይ-ፍትሓትን-ቀብር-_Download
Previous Post

መርድእ – ወ/ሮ ምሕረት ወልደስላሰ

Next Post

End the Man-Made Hidden Famine in Eritrea – by Reclaim Eritrea

Next Post
End the Man-Made Hidden Famine in Eritrea – by Reclaim Eritrea

End the Man-Made Hidden Famine in Eritrea - by Reclaim Eritrea

0 0 votes
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
guest
4 Comments
Oldest
Newest Most Voted
Inline Feedbacks
View all comments
ወዲ ሃገር
ወዲ ሃገር
4 years ago

ኩቡር ተጋዳላይ ፥ ብሰላም ዕረፍ ።

0
Reply
Gehbru
Gehbru
Reply to  ወዲ ሃገር
4 years ago

ተዘኩረይ ብዛዕባ ብጻይ ዘርእሰናይ ተወልደ፣
ኣባል ጸጥታ ዶብ መራሕ ጾሮናን ከባቢኣን ኮይኑ ኣብ ምስራዕ ህዝቢ ኤሪትራ ኣብ ምፍታሕ ግርጭት ክልቲኡ ህዝቢ ኤሪትራን ትግራይን እቲ ከባቢ፣ኣብ ምክትታል ውድባት ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ወያነ ኣብ ምእታው መሬት ኤሪትራ ስርዒታዊ መንገዲ ሒዙ ምኻድ፣ንደርጊ ብቐረባ ምክትታል፣ኣድላዪ ሓበረታት ንዶብ ዝምልከት መዘክራት ምእካብ፣ካብቶሞ ብትብዓትን ቆራጽነትን ዚተቓለሰ ምዑት ተጋዳላይ ምንባሩ የስምረሉ።ናብ ባድመ ምስ ተቐየረ ከኣ ከምኡ ቀጺልዎ።
ጽንዓት ንስድራ ቤቱን ኣዝማዱን ኣዕርኹቱን፡
ንዘርአሰናይ ከኣ ፈጣሪ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ።
ካብ ገብሩ ገብረሱስ

ተዘኩረይ ብዛዕባ ብጻይ ዘርእሰናይ ተወልደ፣ ኣባል ጸጥታ ዶብ መራሕ ጾሮናን ከባቢኣን ኮይኑ ኣብ ምስራዕ ህዝቢ ኤሪትራ ኣብ ምፍታሕ ግርጭት ክልቲኡ ህዝቢ ኤሪትራን ትግራይን እቲ ከባቢ፣ኣብ ምክትታል ውድባት ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ወያነ ኣብ ምእታው መሬት ኤሪትራ ስርዒታዊ መንገዲ ሒዙ ምኻድ፣ንደርጊ ብቐረባ ምክትታል፣ኣድላዪ ሓበረታት ንዶብ ዝምልከት መዘክራት ምእካብ፣ካብቶሞ ብትብዓትን ቆራጽነትን ዚተቓለሰ ምዑት ተጋዳላይ ምንባሩ የስምረሉ።ናብ ባድመ ምስ ተቐየረ ከኣ ከምኡ ቀጺልዎ። ጽንዓት ንስድራ ቤቱን ኣዝማዱን ኣዕርኹቱን፡ ንዘርአሰናይ ከኣ ፈጣሪ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ። ካብ ገብሩ ገብረሱስ

0
Reply
  • Trending
  • Comments
  • Latest
ስርዓት ኢሳይያስ ብነፈርቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምርጋፍ ናብ ገርገራ ገጹ የግዕዞም

ስርዓት ኢሳይያስ ብነፈርቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምርጋፍ ናብ ገርገራ ገጹ የግዕዞም

22nd June 2020
ATV: ዝርርብ ምስ ኣካያዲ ቴለቭዥን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብዛዕባ ኣሰናን ህሉው ኩነታትን – ብ መሓመድ እሽማዒል

ATV: ዝርርብ ምስ ኣካያዲ ቴለቭዥን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብዛዕባ ኣሰናን ህሉው ኩነታትን – ብ መሓመድ እሽማዒል

21st June 2021
ATV: ኣብ ኣኼባ ባረንቱ: ሓደ ኣቦ፡ ` ናይ ደገ ጸላኢ የብልናን፡ ጸላኢና ኣብ ውሽጢ `ዩ ዘሎ` ኢሎም

ATV: ኣብ ኣኼባ ባረንቱ: ሓደ ኣቦ፡ ` ናይ ደገ ጸላኢ የብልናን፡ ጸላኢና ኣብ ውሽጢ `ዩ ዘሎ` ኢሎም

21st June 2020
PFDJ and PP are jamming Satellite TV Asena (Atv) Since yesterday,

PFDJ and PP are jamming Satellite TV Asena (Atv) Since yesterday,

30th May 2021
ኢሳያስ ንኩናትን ሃዋሁ ኩናትን ስልጣኑ መናውሒ እዩ ዝጥቀመሉ ዘሎ፥ ስለዚ ከኣ እዩ ነቲ ኣብ ፕሮቶሪያ ዝተፈረመ ሰላም ክቅበሎ ዓቀብ ኮይንዎ ዘሎ

ኢሳያስ ንኩናትን ሃዋሁ ኩናትን ስልጣኑ መናውሒ እዩ ዝጥቀመሉ ዘሎ፥ ስለዚ ከኣ እዩ ነቲ ኣብ ፕሮቶሪያ ዝተፈረመ ሰላም ክቅበሎ ዓቀብ ኮይንዎ ዘሎ

59
Eritrea 2023: New Year, New Reality

Eritrea 2023: New Year, New Reality

54
The Insanity of  Isaias Afwerki’s Imperial Yearnings – Foreword to a forthcoming book by Dr Bereket Habte Selassie

The Insanity of Isaias Afwerki’s Imperial Yearnings – Foreword to a forthcoming book by Dr Bereket Habte Selassie

52
A momentum to be seized: The Foundation of Human Rights for Eritreans has taken the initiative to end the reign of terror in Eritrea:

A momentum to be seized: The Foundation of Human Rights for Eritreans has taken the initiative to end the reign of terror in Eritrea:

46
“JUSTICE WALL” IN LONDON CALLS ON THE WORLD TO SAYHIS NAME: DAWIT ISAAK

“JUSTICE WALL” IN LONDON CALLS ON THE WORLD TO SAYHIS NAME: DAWIT ISAAK

2nd May 2025
Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

29th March 2025
Fatherly Advice to Brighed N’Hamedu (BNH)

Fatherly Advice to Brighed N’Hamedu (BNH)

3rd June 2024
Eritrean President – 2024 Independence Day Speech By Habte Hagos

Eritrean President – 2024 Independence Day Speech By Habte Hagos

28th May 2024

GoFundMe AsenaTv Campaign

Support ATV Bank Details

Support ATV – PayPal

Follow Us

  • About AsenaTv
  • Advertise
  • Terms of Use
  • Contact

© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television

No Result
View All Result
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • Archive

© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television

wpDiscuz
4
0
Would love your thoughts, please comment.x
()
x
| Reply