Atv Asena

Atv Asena

ህርኩት ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ስደተኛታትን ገዲም ጋዜጠኛ ‘ሱዳን ናው’ ነበር ኤርትራዊ ብርሃነ ወልደገብርኤል ብዝሓደሮ ሕማም፡ ኣብ መበል 74 ዕድሚኡ ትማሊ 26 ጥቅምቲ 2020 ኣብ ከተማ ለንደን ዓሪፉ።

ህርኩት ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ስደተኛታትን ገዲም ጋዜጠኛ ‘ሱዳን ናው’ ነበር ኤርትራዊ ብርሃነ ወልደገብርኤል ብዝሓደሮ ሕማም፡ ኣብ መበል 74 ዕድሚኡ ትማሊ 26 ጥቅምቲ 2020 ኣብ ከተማ ለንደን ዓሪፉ።

ብርሃነ ወልደገብሪኤል፡ ብ7 ጥሪ 1946 ዓ.ም ኣብ ዓዲ ጭጉኑ ወረዳ ቖሓይን ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዓብዩ። ወላዲኡ ኣብኡ ተለንተ ወልደገብሪኤል ወልደገርግሽ፣...

Page 19 of 60 1 18 19 20 60
  • Trending
  • Comments
  • Latest

GoFundMe AsenaTv Campaign

Support ATV – PayPal