Eritrean Satellite Television
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • ArchiveVisit old Assenna
No Result
View All Result
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • ArchiveVisit old Assenna
No Result
View All Result
Eritrean Satellite Television
No Result
View All Result

ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ዓለምለኻዊ መድረኽ ምውህሃድ ኤርትራውያን ንድሕነት ህዝቢ ኤርትራ

Atv Asena by Atv Asena
29th April 2021
in News, Tigrinya-News
2
0
SHARES
531
VIEWS
Share on FacebookShare on Twitter

ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ዓለምለኻዊ መድረኽ ምውህሃድ ኤርትራውያን ንድሕነት ህዝቢ ኤርትራ

ኣሰናዳኢ ኮሚተ ዓለምለኻዊ መድረኽ ምውህሃድ ኤርትራውያን ንድሕነት ህዝቢ ኤርትራ፡ እቶም ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከም ቀዳማይ ጸላኢ ሰሪዖም ኣብ ሃገርና ኤርትራ ህጹጽ ለውጢ ንምምጻእ እጃሞም ከወፍዩ ዝደልዩ ኤርትራውያን ተቓለስትን ደለይቲ ፍትሕን፡ ነዚ ኣብ ሃገርናን ዞባናን ተፈጢሩ ዘሎ ብድሆ ናብ ናይ ለውጢ ዕድል ንምቕያር፡ ቅድሚ ኹሉ ከም ኤርትራውያን ጻዕርታቶም ኣወሃሂዶም፡ ማዕሪኡ፡ ምስ ናይ ቃልሲ መሓዙት፡ ብዓቢኡ ምስቲ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ባይታ ኣብ ምምካት ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ ሃገርና ኤርትራ ከምጽእ ዘለዎ ለውጢ ብምቅልጣፍ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ንምርግጋጽ ኣድላዪ ስርሓት ንምጅማር ከካይዶ ዝጸንሐ ምድላዋት ዛዚሙ ኣሎ።

ብመሰረት እዚ ክብ ኢሉ ዝተጠቕሰ መምዘኒታት ዝተወሃሃደ ሓባራዊ ቃልሲ ኣበርክቶ ክገብሩ ንዝወሰኑ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቓለስቲ ንምምዝጋብ ኣዳልዩዎ ዘሎ ቅጥዒ፡ ካብ ሎሚ 29 ሚያዝያ ኣትሒዙ፡ በቶም ድሮ ተገዳስነቶም ገሊጾም ዘለዉ ባእታታት ጀሚሩ ናብ ኩሎም ግዱሳት ቅጥዒ ክዝርግሕ እዩ።

ፈላሚ ናይ ZOOM ኣኼባ ምዝጉባት ኣባላት ዓለምለኻዊ መድረኽ ምውህሃድ ኤርትራውያን ንድሕነት ህዝቢ ኤርትራ ቀዳም 15 ግንቦት 2021 ክካየድ ስለዝኾነ፡ ቅጥዕታት እንተደንጎየ 13 ግንቦት ናብ ኣሰናዳኢት ኮሚተ ክበጽሕ ኣለዎ።

ንቕጥዒ ምዝገባ ዝምልከት ተወሳኺ መብርሂ ካብ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ብኣባላት ኣሰናዳኢ ኮሚተ ብማሕበራዊ መራኸቢታትን ማዕከናት ዜናን ክወሃብ እዩ።

ኣብዚ ዝተወሃሃደ ሓባራዊ ቃልሲ ኣበርክቶ ክትገብሩ እትደልዩ ኤርትራውያን በዚ letsaveritrea@gmail.com ዝብል ኣድራሻ ኢመይል ዓለምለኻዊ መድረኽ ምውህሃድ ኤርትራውያን ንድሕነት ህዝቢ ኤርትራ ክትጽሕፉልና ንጽውዕ። እቶም ድሮ ተገዳስነትኩም ዝገለጽኩም `ውን እቲ ዝምላእ ቅጥዒ በዚ ዝተጠቕሰ ኢመይል ማለት letsaveritrea@gmail.com ክበጽሓኩም ምዃኑ ንሕበር።

ብዝተወሃሃደ ሓባራዊ መኸተ ድሕነት ሃገርና ነረጋገጽ!

ኣሰናዳኢ ኮሚተ ዓለምለኻዊ መድረኽ ምውህሃድ ኤርትራውያን ንድሕነት ህዝቢ ኤርትራ

29 ሚያዝያ 2021

Previous Post

Professor Lord David Alton of Liverpool: A statement of gratitude and appreciation – Eritrea Focus

Next Post

The War Against the Entire Population of Tigray, When Exactly Did It Start?

Next Post
The War Against the Entire Population of Tigray, When Exactly Did It Start?

The War Against the Entire Population of Tigray, When Exactly Did It Start?

4.5 2 votes
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
guest
2 Comments
Oldest
Newest Most Voted
Inline Feedbacks
View all comments
Habtom Tekle
Habtom Tekle
1 year ago

This is a timely initiative to save the people of Eritrea and the horn. Count me in. Let us do the doing

0
Reply
ወዲ ሃገር
ወዲ ሃገር
1 year ago

ሰላም ንኩሉኹም ፣
ብጣዕሚ ኣገዳስን መድረኽ ዝጠልቦ እዋናዊ ጉዳይ እዩ።
ንምዕዋቱ እዘን ዝስዕባ ነጥብታት ኣብ ግምት እንተ ተእትዉ ምሓሸ፤
1 – ስለምንታይ ፥ ብጉዱሳት ሃገራውያን ዝውሰድ ተበግሶታት ክፈሽል ጸኒሑ ?
2 – ስለምንታይ ፥ መን እዮም ዝብል ሕቶ ብቀዳምነት ዝላዓል ?

0
Reply
  • Trending
  • Comments
  • Latest
ስርዓት ኢሳይያስ ብነፈርቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምርጋፍ ናብ ገርገራ ገጹ የግዕዞም

ስርዓት ኢሳይያስ ብነፈርቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምርጋፍ ናብ ገርገራ ገጹ የግዕዞም

22nd June 2020
ATV: ኣብ ኣኼባ ባረንቱ: ሓደ ኣቦ፡ ` ናይ ደገ ጸላኢ የብልናን፡ ጸላኢና ኣብ ውሽጢ `ዩ ዘሎ` ኢሎም

ATV: ኣብ ኣኼባ ባረንቱ: ሓደ ኣቦ፡ ` ናይ ደገ ጸላኢ የብልናን፡ ጸላኢና ኣብ ውሽጢ `ዩ ዘሎ` ኢሎም

21st June 2020
ATV: ዝርርብ ምስ ኣካያዲ ቴለቭዥን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብዛዕባ ኣሰናን ህሉው ኩነታትን – ብ መሓመድ እሽማዒል

ATV: ዝርርብ ምስ ኣካያዲ ቴለቭዥን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብዛዕባ ኣሰናን ህሉው ኩነታትን – ብ መሓመድ እሽማዒል

21st June 2021
PFDJ and PP are jamming Satellite TV Asena (Atv) Since yesterday,

PFDJ and PP are jamming Satellite TV Asena (Atv) Since yesterday,

30th May 2021
The Insanity of  Isaias Afwerki’s Imperial Yearnings – Foreword to a forthcoming book by Dr Bereket Habte Selassie

The Insanity of Isaias Afwerki’s Imperial Yearnings – Foreword to a forthcoming book by Dr Bereket Habte Selassie

52
A momentum to be seized: The Foundation of Human Rights for Eritreans has taken the initiative to end the reign of terror in Eritrea:

A momentum to be seized: The Foundation of Human Rights for Eritreans has taken the initiative to end the reign of terror in Eritrea:

46
ATV: ክሓልፈኩም ዘይብሉ ፍሉይ መደብ – ውዲትን ክሕደትን ኢሳይያስን ኣቢይን ኣብ ሜዳ ትግራይ ብዝተቐደደ ማሕፉዳ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ይቕላዕ !!

ATV: ክሓልፈኩም ዘይብሉ ፍሉይ መደብ – ውዲትን ክሕደትን ኢሳይያስን ኣቢይን ኣብ ሜዳ ትግራይ ብዝተቐደደ ማሕፉዳ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ይቕላዕ !!

45
ኣብዚ ኩናት ኣብ ምውዳእ ተቃሪቡሉ ዘሎ ጊዜ ደላይ ፍትሒ ንጹር መርገጺ ሒዙ ኣብ ስራሕ ከተኩር ኣለዎ –   ብጴጥሮስ ተስፋግዮርጊስ

ኣብዚ ኩናት ኣብ ምውዳእ ተቃሪቡሉ ዘሎ ጊዜ ደላይ ፍትሒ ንጹር መርገጺ ሒዙ ኣብ ስራሕ ከተኩር ኣለዎ – ብጴጥሮስ ተስፋግዮርጊስ

37
Eritrea 2023: New Year, New Reality

Eritrea 2023: New Year, New Reality

10th January 2023
ኣበርክቶ   ባሮነስ ግለኒስ ኪኖክ ኣብ ዝተናውሔ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ

ኣበርክቶ ባሮነስ ግለኒስ ኪኖክ ኣብ ዝተናውሔ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ

6th January 2023
A call for all Eritrean communities in Diasporas to arrange reconciliation and brotherly meetings with Tigray community in your respective areas/cities to share their sorrowfulness

Isiais Afwerki used wars and the environment of wars as a weapon to crown himself an Emperor for life – By Petros Tesfagherghis

20th November 2022
The call for worldwide demonstrations for peace is simmering.

The call for worldwide demonstrations for peace is simmering.

11th October 2022

GoFundMe AsenaTv Campaign

Support ATV Bank Details

Support ATV – PayPal

Follow Us

  • About AsenaTv
  • Advertise
  • Terms of Use
  • Contact

© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television

No Result
View All Result
  • Home
  • Asena Tv
  • News
  • Articles
    • English
    • Tigrinya
  • Interviews
  • Poems
  • Archive

© 2020 Atv - Eritrean Satellite Television

wpDiscuz
2
0
Would love your thoughts, please comment.x
()
x
| Reply